1
ግብሪ ሃዋርያት 27:25
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ሕዚ እውን ኣቱም ሰባት ኣይዞኹም፤ ኣነ ኸዓ ኸምቲ ንሱ ዝነገረኒ ኸም ዝኸውን፥ ንእግዚኣብሄር እኣምኖ እየ።
ប្រៀបធៀប
រុករក ግብሪ ሃዋርያት 27:25
2
ግብሪ ሃዋርያት 27:23-24
በዛ ለይቲ እዚኣ፥ እቲ ኣነ ናቱ ዝኾንኩን ዘገልግሎን እግዚኣብሄር፥ ዝለኣኾ መልኣኽ፥ ኣብ ቅድመይ ቆይሙ፥ ‘ጳውሎስ ኣብ ቅድሚ ቄሳር፥ ደው ክትብል ኢኻ፤ እንሆ ነቶም ምሳኻ ዝጐዓዙ ዅላቶምውን፥ እግዚኣብሄር ሂቡካ ኣሎ እሞ፥ ኣይትፍራሕ’ በለኒ።
រុករក ግብሪ ሃዋርያት 27:23-24
3
ግብሪ ሃዋርያት 27:22
ሕዚ ድማ ብዘይ እታ መርከብ፥ ካባና ሓደኳ ኣይጕዳእን እዩ እሞ፥ ኣይትፍርሑ እብለኩም ኣለኹ።
រុករក ግብሪ ሃዋርያት 27:22
គេហ៍
ព្រះគម្ពីរ
គម្រោងអាន
វីដេអូ