1
ግብሪ ሃዋርያት 26:17-18
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ካብ ህዝብኻን ካብቶም ናብኣቶም ዝልእኸካ ኣህዛብን ከዓ፥ ከናግፈካ እየ። ንኣይ ብምእማን ከዓ ስርየት ሓጢኣት ክረኽቡ፥ ምስቶም ብእምነት ዝተቐደሱ ድማ ርስቲ ኽቕበሉ፥ ካብ ፀልማት ናብ ብርሃን፥ ካብ ስልጣን ሰይጣንውን ናብ ኣምላኽ ክምለሱ፥ ኣዒንቶም ክትከፍተሎም እልእኸካ ኣለኹ’ በለኒ።”
ប្រៀបធៀប
រុករក ግብሪ ሃዋርያት 26:17-18
2
ግብሪ ሃዋርያት 26:16
ግና ተስእ እሞ ብእግርኻ ደው በል፤ በቲ ዝረአኻንን ድሕሪ ሕዚ እውን ክትሪኦ ዘለካን፥ ኣገልጋልን ምስክርን ክትከውን ስለ ዝመረፅኩኻ እየ ዝተገለፅኩልካ።
រុករក ግብሪ ሃዋርያት 26:16
3
ግብሪ ሃዋርያት 26:15
ኣነ ድማ ‘መን ኢኻ ጐይታይ?’ በልክዎ፤ ጐይታ ኸዓ ‘ኣነ እቲ ንስኻ እተሳጕጎ ዘለኻ ኢየሱስ እየ።
រុករក ግብሪ ሃዋርያት 26:15
4
ግብሪ ሃዋርያት 26:28
ኣግሪጳ ኸዓ ንጳውሎስ “ብሓፂር ጊዜዶ፥ ክርስቲያን ክትገብረኒ ደሊኻ?” በሎ።
រុករក ግብሪ ሃዋርያት 26:28
គេហ៍
ព្រះគម្ពីរ
គម្រោងអាន
វីដេអូ