1
2ይ ነገስት 3:17
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
እግዚኣብሄር ከምዙይ ይብል ኣሎ፦ ንፋስ ኣይትሪኡን፤ ዝናምውን ኣይትሪኡን፤ እዝ ሩባ እዙይ ግና ማይ ክመልእ እዩ እሞ፥ ንስኻትኩምን ከብትኹምን ናይ ፅዕነት እንስሳኹምን ክትሰትዩ ኢኹም።
Compare
Explore 2ይ ነገስት 3:17
2
2ይ ነገስት 3:15
“ሕዚ ኸዓ ሓደ በዓል በገና ኣምፅኡለይ” በለ። እቲ በዓል በገና ኸዓ በገናኡ ምስ ቃነየ፥ ሓይሊ እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሊኡ ወረደ።
Explore 2ይ ነገስት 3:15
Home
Bible
Plans
Videos