ማቴዎስ 20:26-28
ማቴዎስ 20:26-28 ትመ15
“ኣባኻትኩም ግና ኸምዙይ ኣይኮነን፤ እቲ ኻባኻትኩም ዓብዪ ክኸውን ዝደሊ፥ ኣገልጋሊኹም ይኹን። እቲ ኻባኻትኩም ሓለቓ ክኸውን ዝደሊ፥ ሓሽከርኩም ይኹን። ወዲ ሰብውን፥ ከገልግልን ህይወቱ ምእንቲ ብዙሓት ቤዛ ገይሩ ኽህብን ደኣ እምበር፥ ከገልግልዎ ኣይመፀን” በሎም።