1
ግብሪ ሃዋርያት 19:6
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ጳውሎስ ኢዱ ምሰ ኣንበረሎም ድማ፥ መንፈስ ቅዱስ ኣብኣቶም ወረደ። ሽዑ ብቛንቋታት ተዛረቡን ተነበዩን።
ប្រៀបធៀប
រុករក ግብሪ ሃዋርያት 19:6
2
ግብሪ ሃዋርያት 19:11-12
እግዚኣብሄር ከዓ ብኢድ ጳውሎስ ብዙሕ ዘደንቕ ተኣምራት ይገብር ነበረ። እንሆ ድማ፥ መንዲል ወይ ክዳን ካብ ሰብነቱ ወሲዶም፥ ኣብቶም ሕሙማት የንብሩ እሞ፥ ሕማሞም ይሓድጎም፤ ርኹሳት መናፍስቲ እውን ካብኣቶም ይወፁ ነበሩ።
រុករក ግብሪ ሃዋርያት 19:11-12
3
ግብሪ ሃዋርያት 19:15
እቲ ርኹስ መንፈስ ድማ “ንኢየሱስ እፈልጦ፤ ንጳውሎስውን እፈልጦ እየ፤ ንስኻትኩም ደኣ እንታዎት ኢኹም?” በሎም።
រុករក ግብሪ ሃዋርያት 19:15
គេហ៍
ព្រះគម្ពីរ
គម្រោងអាន
វីដេអូ