ዳዊት 24:3-4
ዳዊት 24:3-4 ትመ15
ናብ እምባ እግዚኣብሄር ዝድይብ መን እዩ? ኣብቲ ቅዱስ ቦታኡ ዝቐውምከ መን እዩ? እቲ ኣእዳዉ ዝነፅሃ፥ ልቡውን ንፁህ ዝኾነ፥ ነፍሱ ንኸንቱ ዘየልዓለ፥ ንብፃዩ ብጥበራ ዘይምሕል ሰብ እዩ።