YouVersion Logo
Search Icon

ፊልጵስዩስ 2:6-8

ፊልጵስዩስ 2:6-8 ትመ15

ንሱ ብባህርዩ ኣምላኽ እኳ እንተ ኾነ፥ ነቲ ማዕረ ኣምላኽ ምዃኑ፥ ከም ምምንዛዕ ኣይቘፀሮን። እኳ ደኣ ሰብ ብምዃን፥ መልክዕ ባርያ ብምውሳድ፥ ብፍቓዱ ንባዕሉ ድኻ ገበረ። ንባዕሉ ኣዋሪዱ ኽሳዕ ሞት፥ ክሳዕ ኣብ መስቀል ተሰቒሉ ሙማትውን ተኣዘዘ።

Verse Images for ፊልጵስዩስ 2:6-8

ፊልጵስዩስ 2:6-8 - ንሱ ብባህርዩ ኣምላኽ እኳ እንተ ኾነ፥
ነቲ ማዕረ ኣምላኽ ምዃኑ፥
ከም ምምንዛዕ ኣይቘፀሮን።
እኳ ደኣ ሰብ ብምዃን፥
መልክዕ ባርያ ብምውሳድ፥
ብፍቓዱ ንባዕሉ ድኻ ገበረ።
ንባዕሉ ኣዋሪዱ ኽሳዕ ሞት፥
ክሳዕ ኣብ መስቀል ተሰቒሉ ሙማትውን ተኣዘዘ።ፊልጵስዩስ 2:6-8 - ንሱ ብባህርዩ ኣምላኽ እኳ እንተ ኾነ፥
ነቲ ማዕረ ኣምላኽ ምዃኑ፥
ከም ምምንዛዕ ኣይቘፀሮን።
እኳ ደኣ ሰብ ብምዃን፥
መልክዕ ባርያ ብምውሳድ፥
ብፍቓዱ ንባዕሉ ድኻ ገበረ።
ንባዕሉ ኣዋሪዱ ኽሳዕ ሞት፥
ክሳዕ ኣብ መስቀል ተሰቒሉ ሙማትውን ተኣዘዘ።