2ይ ዜና መእተዊ
መእተዊ
ካልኣይ መፅሓፈ ዜና መዋእል መቐፀልታ ናይቲ ኣብ ቀዳማይ መፅሓፈ ዜና መዋእል ዝጀመረ ታሪክ እዩ። እዝ መፅሓፍ እዙይ ንጉስ ሰሎሞን ካብ ዝነገሰሉ ጀሚሩ ኽሳዕ ዝሞተሉ ዘሎ ዘመን ይትርኽ። እዝ መፅሓፍ እዙይ ኢዮርብዓም ነቶም ብወገን ሰሜን ዝነበሩ ነገዳት ብምምራሕ ኣብ ልዕሊ ሮብዓም ወዲ ንጉስ ሰሎሞን ዝገበሮ ዓመፅ ምስ ተረኸ፤ ብዛዕባ ደቡባዊ መንግስቲ ይሁዳ ይነግር። ቀፂሉ ኸዓ ኽሳዕ ውድቀት ኢየሩሳሌም፥ ማለት ክሳዕ 586 ቅድሚ ልደት ክርስቶስ ዘሎ ይትርኽ።
ትሕዝቶ
1. መንግስቲ ሰሎሞን 1፡1-9፡31
1) ናይ ሰሎሞን ጥበብን ሃብትን 1፡1-17
2) ህንፀት ቤተ መቕደስ 2፡1-7፡10
3) ብዘመን ሰሎሞን ዝተፈፀሙ ካልኦት ነገራት 7፡11-9፡28
4) ሰሎሞን ከም ዝሞተ 9፡29-31
2. ኣብ ሰሜናዊ እስራኤል ዝነበሩ ነገዳት ዝገበርዎ ዓመፅ 10፡1-19
3. ብዛዕባ ነገስታት ይሁዳ 11፡1-28፡27
4. ንጉስ ሕዝቅያስን ወራር ኣሶራውያንን 29፡1-32፡33
5. ንጉስ ምናሴን ንጉስ ኣሞፅን 33፡1-25
6. ንጉስ ኢዮስያስን መፅሓፍ ሕጊ እግዚኣብሄርን 34፡1-35፡27
7. ዳሕረዎት ነገስታት ይሁዳ 36፡1-12
8. ኢየሩሳሌም ከም ዝፈረሰትን ህዝባውን ናብ ባቢሎን ከም ዝተወሰደን 36፡13-21
9. ቂሮስ ንጉስ ፋርስ ንኣይሁድ ናብ ይሁዳ ኽምለሱ ኸም ዝፈቐደ 36፡22-23
Currently Selected:
2ይ ዜና መእተዊ: ትመ15
Highlight
Share
Copy
Want to have your highlights saved across all your devices? Sign up or sign in

: