2ይ ዜና 20:22
2ይ ዜና 20:22 ትመ15
ክዝምሩን ክውድሱን ምስ ጀመሩ ኸዓ፥ ነቶም ምስ ይሁዳ ኽዋግኡ ኢሎም ዝመፁ ደቂ ኣሞንን ሞኣብን፥ ነቶም ሰብ እምባ ሴይርን፥ እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሊኣቶም ሕቡእ ተዋጋእቲ ኣምፅአሎም፤ ንሳቶምውን ተስዓሩ።