1
ዳዊት 24:1
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ምድርን ምልኣታን ናይ እግዚኣብሄር እያ፤ ዓለምን ኣብ ውሽጣ ዝነብሩ ዅሎምውን።
Compare
Explore ዳዊት 24:1
2
ዳዊት 24:10
እዝ ናይ ክብሪ ንጉስ መን እዩ? ናይ ሰራዊት ኣምላኽ እግዚኣብሄር፥ ንሱ ናይ ክብሪ ንጉስ እዩ።
Explore ዳዊት 24:10
3
ዳዊት 24:3-4
ናብ እምባ እግዚኣብሄር ዝድይብ መን እዩ? ኣብቲ ቅዱስ ቦታኡ ዝቐውምከ መን እዩ? እቲ ኣእዳዉ ዝነፅሃ፥ ልቡውን ንፁህ ዝኾነ፥ ነፍሱ ንኸንቱ ዘየልዓለ፥ ንብፃዩ ብጥበራ ዘይምሕል ሰብ እዩ።
Explore ዳዊት 24:3-4
4
ዳዊት 24:8
እዝ ናይ ክብሪ ንጉስ እዙይ መን እዩ? እግዚኣብሄር እዩ ብርቱዕን ሓያልን፤ እግዚኣብሄር እዩ ኣብ ውግእ ሓያል።
Explore ዳዊት 24:8
Home
Bible
Plans
Videos