1
ዳዊት 17:8-9
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ካብቶም ዘጨንቑኒ ኽፉኣት ሰባት፥ ካብቶም ንነፍሰይ ዝኸቡዋ ፀላእተይ፥ ከም መርዓት ዓይኒ ሓልወኒ፤ ኣብ ፅላል ኣኽናፍካ ሰውረኒ።
Compare
Explore ዳዊት 17:8-9
2
ዳዊት 17:15
ኣነ ግና ብፅድቂ፥ ገፅካ ኽርኢ እየ፤ ክብርኻ ብምርኣይ ከዓ ኽፀግብ እየ።
Explore ዳዊት 17:15
3
ዳዊት 17:6-7
ኦ ኣምላኽ፥ ሰሚዕኻኒ ኢኻሞ ናባኻ ኣእዌኹ፤ እዝንኻ ናባይ ፅን ኣብል፥ ቃለይውን ስማዕ። ነቶም ዝኣምኑኻ፥ ካብ ዝቃወሙ ብየማንካ እተድሕኖም፥ እቲ ዘደንቕ ሕያዋይነትካ ግለፅ።
Explore ዳዊት 17:6-7
Home
Bible
Plans
Videos