1
ኤርሚያስ 14:22
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ካብ ማእኸል እቶም ጣዖታት ኣህዛብ፥ ዝናም ከዝንም ዝኽእል ኣሎዶ? ሰማይከ ባዕሉ ዝናም ከውርድዶ ይኽእል እዩ? ኦ እግዚኣብሄር ኣምላኽና፥ እዝ ዅሉ እትገብር ንስኻ ኢኻ እሞ፥ ተስፋና ኣባኻ ንገብር ኣለና።
Compare
Explore ኤርሚያስ 14:22
2
ኤርሚያስ 14:7
ክድዓትና ብዙሕ እዩ፤ ንኣኻውን በዲልና ኢና፤ ስለዙይ ኦ እግዚኣብሄር፥ ሓጢኣትና እኳ እንተ መስከረልና፥ ስለ ስምካ ኢልካ ግበር።
Explore ኤርሚያስ 14:7
3
ኤርሚያስ 14:20-21
ኦ እግዚኣብሄር! ንኣኻ በዲልና ኢናሞ፥ ንእመን ኣለና። ሓጢኣትናን በደል ኣቦታትናን፥ ተፈሊጡና ኣሎ። ስለ ስምካ ኢልካ ኣይትንዓቐና፤ ነቲ ዙፋን ክብርኻውን ኣይተዋርዶ፤ ነቲ ምሳና ዝኣተኻዮ ኺዳን፥ ዘክር እምበር ኣይተፍርሶ።
Explore ኤርሚያስ 14:20-21
Home
Bible
Plans
Videos