1
ኢሳይያስ 36:7
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
“ንሕናስ ኣብ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ኢና እንውከል እንተ በልካኒ፥ ንስኻ ሕዝቅያስ ባዕልኻዶ ኣይኮንካን ንህዝቢ ይሁዳን ኢየሩሳሌምን፥ ኣብ ሓደ መሰውኢ ጥራሕ ስገዱ፤ እናበልካ ንዀረብታታትን መሰውኢታትን ዘፍረስካ?
Compare
Explore ኢሳይያስ 36:7
2
ኢሳይያስ 36:1
ከምዙይ ከዓ ኾነ፦ ሕዝቅያስ ምስ ነገሰ፥ ኣብ መበል ዓሰርተ ኣርባዕተ ዓመቱ፥ ሰናክሬም ንጉስ ኣሶር ነተን ዕሩዳት ከተማታት ይሁዳ ዅላተን ደዪቡ ሓዘን።
Explore ኢሳይያስ 36:1
3
ኢሳይያስ 36:21
ንሳቶም ግና ሱቕ በሉ፤ ንጉስ ሕዝቅያስ “ኣይትመልሱሉ” ኢሉ ኣዚዙዎም ስለ ዝነበረ፥ ሓንቲ ቓል እኳ ኣይመለሱሉን።
Explore ኢሳይያስ 36:21
4
ኢሳይያስ 36:20
ካብ ኵሎም ኣማልኽቲ እዘን ሃገራት፥ ንሃገሩ ኻብ ኢደይ ዘናገፈ ኣየናይ እዩ? እግዚኣብሄር ንኢየሩሳሌም ካብ ኢደይ ከመይ ከድሕና ይኽእል?” በለ።
Explore ኢሳይያስ 36:20
Home
Bible
Plans
Videos