1
መክብብ 3:1
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ንዅሉ ጊዜ ኣለዎ፤ ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንዘሎ ዅሉ ኸዓ ጊዜ ኣለዎ።
Compare
Explore መክብብ 3:1
2
መክብብ 3:2-3
ንምውላድ ጊዜ ኣለዎ፤ ንሙማትውን ጊዜ ኣለዎ፤ ንምትካል ጊዜ ኣለዎ፤ ንዝተተኽለ ንምንቃልውን ጊዜ ኣለዎ። ንምቕታል ጊዜ ኣለዎ፤ ንምድሓን ጊዜ ኣለዎ፤ ንምፍራስ ጊዜ ኣለዎ፤ ንምስራሕውን ጊዜ ኣለዎ።
Explore መክብብ 3:2-3
3
መክብብ 3:4-5
ንብኽያት ጊዜ ኣለዎ፤ ንሰሓቕውን ጊዜ ኣለዎ፤ ንሓዘን ጊዜ ኣለዎ፤ ንጐይላውን ጊዜ ኣለዎ። እምኒ ንምድርባይ ጊዜ ኣለዎ፤ እምኒ ንምእካብውን ጊዜ ኣለዎ። ንምትሕቝቛፍ ጊዜ ኣለዎ፤ ንምፍልላይውን ጊዜ ኣለዎ።
Explore መክብብ 3:4-5
4
መክብብ 3:7-8
ንምቕዳድ ጊዜ ኣለዎ፤ ንምስፋይ ጊዜ ኣለዎ። ስቕ ንምባል ጊዜ ኣለዎ፤ ንምዝራብ ጊዜ ኣለዎ። ንምፍታው ጊዜ ኣለዎ፤ ንምፅላእ ጊዜ ኣለዎ። ንውግእ ጊዜ ኣለዎ፤ ንሰላምውን ጊዜ ኣለዎ።
Explore መክብብ 3:7-8
5
መክብብ 3:6
ንምድላይ ጊዜ ኣለዎ፤ ንምጥፋእውን ጊዜ ኣለዎ። ንምእካብ ጊዜ ኣለዎ፤ ንምድርባይውን ጊዜ ኣለዎ።
Explore መክብብ 3:6
6
መክብብ 3:14
ኵሉ እግዚኣብሄር ዝገበሮ ንዘለኣለም ከም ዝነብር እፈልጥ እየ፤ ክውሰኾ ኾነ ኽንከዮ ኣይከኣልን እዩ። እግዚኣብሄር ከዓ፥ ሰባት ኣብ ቅድሚኡ ምእንቲ ኽፈርሑ ኸምዙይ ገበሮ።
Explore መክብብ 3:14
7
መክብብ 3:17
ኣነ ብልበይ “ኵሉ ነገርን ኵሉ ተግባርን ገጊዜኡ ኣለዎ እሞ፥ እግዚኣብሄር ነቲ ፃድቕን ነቲ ኽፉእን ክፈርዶም እዩ” በልኩ።
Explore መክብብ 3:17
Home
Bible
Plans
Videos