1
2ይ ነገስት 19:19
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ሕዚ ኸዓ፥ ኦ እግዚኣብሄር ኣምላኽና! ንልምነካ ኣለና፤ ኵለን መንግስታት ምድሪ ንስኻ እግዚኣብሄር በይንኻ ኣምላኽ ከም ዝኾንካ ምእንቲ ኽፈልጣ፥ ካብ ኢድ ሰናክሬም ኣድሕነና።”
Compare
Explore 2ይ ነገስት 19:19
2
2ይ ነገስት 19:15
ሕዝቅያስ ድማ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ከምዙይ ኢሉ ፀለየ፦ “ኣታ ኣብ ኪሩቤል እትቕመጥ እግዚኣብሄር ኣምላኽ እስራኤል! ኣምላኽ ኵለን መንግስታት ምድሪ ንስኻ በይንኻ ኢኻ፤ ንሰማይን ንምድርን ንስኻ ፈጠርካዮ።
Explore 2ይ ነገስት 19:15
Home
Bible
Plans
Videos