1
1ይ ተሰሎንቄ 5:16-18
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ኵልሻዕ ተሓጐሱ፤ እንተየቋረፅኩም ፀልዩ፤ ብዅሉ ኣመስግኑ፤ እዙይ ንኣኻትኩም፥ ብክርስቶስ ኢየሱስ፥ ፍቓድ እግዚኣብሄር እዩ እሞ።
Compare
Explore 1ይ ተሰሎንቄ 5:16-18
2
1ይ ተሰሎንቄ 5:23-24
ኣምላኽ ሰላም ባዕሉ፥ ንዅለንትናኹም ይቐድሶ፤ መንፈስኩምን ነፍስኹምን ስጋኹምን፥ ብምፅኣት ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ፥ ብዘይ ነቐፋ ምእንቲ ኽርከብ ይተሓሎ። እቲ ዝፀውዐኩም እሙን እዩ፤ ንሱውን ክገብሮ እዩ።
Explore 1ይ ተሰሎንቄ 5:23-24
3
1ይ ተሰሎንቄ 5:15
ሓደኳ ነቲ ኽፉእ ዝገበሮ፥ ብኽፉእ ከይፈድዮ ተጠንቀቑ፤ ግና ዅልሻዕ፥ ንስንሳትኩም ኮነ፥ ምስ ኵሉ ሰብ፥ ሰናይ ንምግባር ፀዓሩ።
Explore 1ይ ተሰሎንቄ 5:15
4
1ይ ተሰሎንቄ 5:11
ስለዙይ፥ ከምቲ እትገብርዎ ዘለኹም፥ ንስንሳትኩምውን ተተባብዑ፤ እቲ ሓደውን ነቲ ሓደ ይህነፆ።
Explore 1ይ ተሰሎንቄ 5:11
5
1ይ ተሰሎንቄ 5:14
ኣቱም ኣሕዋትና፥ ነቶም ብዘይ ስርዓት ዝነብሩ ገስፅዎም፤ ነቶም ተስፋ ዝቐበፁ ኣተባብዕዎም፤ ነቶም ድኹማት ሓግዝዎም፤ ምስ ኵሉውን ዕጉሳት ክትኮኑ፥ ንምዕደኩም ኣለና።
Explore 1ይ ተሰሎንቄ 5:14
6
1ይ ተሰሎንቄ 5:9
እግዚኣብሄር፥ ብጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ፥ ድሕነት ክንረክብ እምበር፥ ንቝጥዓ ኣይፀውዐናን እሞ።
Explore 1ይ ተሰሎንቄ 5:9
7
1ይ ተሰሎንቄ 5:5
ንስኻትኩምስ፥ ደቂ ብርሃንን ደቂ መዓልትን ኢኹም። ንሕና፥ ደቂ ለይቲ ወይ ደቂ ፀልማት ኣይኮንናን።
Explore 1ይ ተሰሎንቄ 5:5
Home
Bible
Plans
Videos