1
1ይ ተሰሎንቄ 4:17
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ብድሕሪዙይ ንሕና ብህይወት እንፀንሕ፥ ንጐይታ ኣብ ኣየር ክንቅበሎ፥ ምስኣቶም ሓቢርና፥ ብደመና ክንዓርግ ኢና። ንሓዋሩ ድማ፥ ምስ ጐይታ ኽንነብር ኢና።
Compare
Explore 1ይ ተሰሎንቄ 4:17
2
1ይ ተሰሎንቄ 4:16
ጐይታ ባዕሉ ብብርቱዕ ቃል ትእዛዝን፥ ብድምፂ ሊቀ መላእኽትን፥ ብመለኸት እግዚኣብሄርን፥ ካብ ሰማይ ክወርድ እዩ። እቶም ብክርስቶስ ኣሚኖም ዝሞቱ ኸዓ፥ ቀዲሞም ክትስኡ እዮም።
Explore 1ይ ተሰሎንቄ 4:16
3
1ይ ተሰሎንቄ 4:3-4
ፍቓድ እግዚኣብሄር፥ ንስኻትኩም ክትቅደሱን ካብ ዝሙት ክትርሕቑን እዩ እሞ። ነፍሲ ወከፍ ሰብ፥ ሰብነቱ ብቕድስናን ብኽብርን ዓቂብካ ምንባር ይፍለጥ።
Explore 1ይ ተሰሎንቄ 4:3-4
4
1ይ ተሰሎንቄ 4:14
ኢየሱስ ከም ዝሞተ፥ ካብ ሞትውን ከም ዝተስአ፥ እንተ ደኣ ንኣምን ኴንና፥ እግዚኣብሄር፥ ነቶም ብኢየሱስ ኣሚኖም ደቂሶም ዘለዉ፥ ብኢየሱስ ኣተሲኡ ምስኡ ኸምፅኦም እዩ።
Explore 1ይ ተሰሎንቄ 4:14
5
1ይ ተሰሎንቄ 4:11-12
ኣብ ናብራኹም፥ ካብ ሰብ ምእንቲ ኸይትደልዩ፥ እቶም ካብ እምነት ወፃኢ ዘለዉ ኸዓ፥ ምእንቲ ከኽብሩኹም፥ ከምቲ ዝኣዘዝናኩም ብህድኣት ክትነብሩን፥ ኣብ ናይ ባዕልትኹም ጉዳይ ክተተኵሩን፥ ብኢድኩም ክትሰርሑን፥ ንምዕደኩም ኣለና።
Explore 1ይ ተሰሎንቄ 4:11-12
6
1ይ ተሰሎንቄ 4:7
እግዚኣብሄር ንቕድስና እምበር፥ ንርኽሰት ኣይፀውዐናን።
Explore 1ይ ተሰሎንቄ 4:7
Home
Bible
Plans
Videos