1ይ ተሰሎንቄ 5:23-24
1ይ ተሰሎንቄ 5:23-24 ትመ15
ኣምላኽ ሰላም ባዕሉ፥ ንዅለንትናኹም ይቐድሶ፤ መንፈስኩምን ነፍስኹምን ስጋኹምን፥ ብምፅኣት ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ፥ ብዘይ ነቐፋ ምእንቲ ኽርከብ ይተሓሎ። እቲ ዝፀውዐኩም እሙን እዩ፤ ንሱውን ክገብሮ እዩ።