መሃልየ መእተዊ
መእተዊ
“መሃልየ መሃልይ” ናይ ፍቕሪ መግለፂ ግጥሚ እዩ። መብዛሕትኡ ጊዜ፥ እቲ ኣፍቃሪ ንፈታዊቱ፥ እታ ፍቕርቲ ኸዓ ንፈታዊኣ ዘቕረብዎ መዝሙር እዩ። ገሊኣቶም ተርጐምቲ ድማ ነዝ መፅሓፍ እዙይ መሃልየ መሃልይ ወይ ከዓ ኻብ መዝሙራት ዝበለፀ መዝሙር ኢሎም ይፅውዕዎ፤ ገሊኣቶም ከዓ “ናይ ሰሎሞን መዝሙር” ኢሎም ይሰምይዎ፤ እዙይ ከዓ ኣብቲ ብዕብራይስጢ ዝተፅሓፈ መፅሓፍ ብራና፥ ሰሎሞን ከም ዝደረሶ ስለ ዝሕብር እዩ።
ነዝ መፅሓፍ እዙይ፥ ህዝቢ ኣይሁድ፥ “ነቲ ኣብ መንጎ እግዚኣብሄርን ህዝቢ እስራኤልን ዘሎ ርክብ እዩ ዝገልፅ” ኢሎም ይትርጉምዎ። ህዝበ ክርስቲያን ከዓ “ኣብ መንጎ ክርስቶስን ቤተ ክርስቲያንን ዘሎ ርክብ ዝገልፅ እዩ” ኢሎም ይትርጉምዎ።
ትሕዝቶ
1. ቀዳማይ መዝሙር 1፡1-2፡7
2. ካልኣይ መዝሙር 2፡8-3፡5
3. ሳልሳይ መዝሙር 3፡6-5፡1
4. ራብዓይ መዝሙር 5፡2-6፡3
5. ሓምሻይ መዝሙር 6፡4-8፡4
6. ሻድሻይ መዝሙር 8፡5-14
Currently Selected:
መሃልየ መእተዊ: ትመ15
Highlight
Share
Copy

Want to have your highlights saved across all your devices? Sign up or sign in

: