ዳዊት 1:1-2
ዳዊት 1:1-2 ትመ15
ብምኽሪ ኽፉኣት ዘይኸደ፥ ኣብ መንገዲ ሓጥኣን ከዓ ዘይቆመ፥ ኣብ መንበር መላገፅቲ ድማ ዘይተቐመጠ ብፁእ እዩ። እኳ ደኣ ብሕጊ እግዚኣብሄር ይሕጐስ፤ ነቲ ሕጉውን ለይትን መዓልትን የስተንትኖ።