YouVersion Logo
Search Icon

ነህምያ 2:17-18

ነህምያ 2:17-18 ትመ15

ሽዑ ኣነ፥ “ንሕና ኣብ ከመይ ዝበለ መከራ ኸም ዘለና፥ ኢየሩሳሌምውን ባዲማ፥ ደገታታ ኸዓ ብሓዊ ኸም ዝተቓፀለ ንስኻትኩም ትሪኡ ኣለኹም፤ እምበኣርከስ ንዝመፅእ ጊዜ መሳለቒ ኸይንኸውን፥ ንዑናይ፥ ቅፅሪ ኢየሩሳሌም ንስራሕ” በልክዎም። ኢድ ኣምላኸይ ኣብ ልዕለይ ከም ዝኾነን ከም ዝሓገዘንን እቲ ንጉስ ዝነገረኒ ዘረባን ነገርክዎም። ንሳቶም ድማ “ንለዓል እሞ ንስራሕ” በሉ። ነእዳዎምውን ነቲ ፅቡቕ ስራሕ ኣፅንዕወን።

Free Reading Plans and Devotionals related to ነህምያ 2:17-18