YouVersion Logo
Search Icon

ኢዮብ 8:5-7

ኢዮብ 8:5-7 ትመ15

ንስኻ ግና ሕዚ ናብ እግዚኣብሄር እንተ እትግስግስ፥ ነቲ ዅሉ ዝኽእል ኣምላኽ ምሕረትውን እንተትልምኖ፥ ንፁህን ቅኑዕን እንተ ዄንካ፥ ብሓቂ ምእንታኻ ኽነቅሕ እዩ፤ ንናይ ፅድቅኻ መንበሪውን ከሳኽዐልካ እዩ። ጅማሮኻ ንእሽተይ እኳ እንተ ኾነ፥ ፍፃሜኻ እምብዛ ዝበዝሐ ክኸውን እዩ።”

Related Videos

Free Reading Plans and Devotionals related to ኢዮብ 8:5-7