ኢሳይያስ 55:10-11
ኢሳይያስ 55:10-11 ትመ15
“ዝናምን በረድን ካብ ሰማይ ከም ዝወርድ፥ እሞ ንምድሪ እውን ከም ዘርውያ፥ ከም ተብቍልን ከም እተፍርን ገይሩ፥ ዘርኢ ንዘራኢ፥ እንጀራ ንተመጋቢ፥ ከም እትህብ እንተይገበረ፥ ናብ ሰማይ ከም ዘይምለስ፥ ከምኡ ኸዓ፥ እቲ ኻብ ኣፈይ ዝወፅእ ቃለይ፥ ከምኡ ክኸውን እዩ፤ ነቲ ኣነ ዝደልዮ ይፍፅም፤ ዝተልኣኸሉውን የስልጥ እምበር፥ ብኸንቱ ናባይ ኣይምለስን።”