ሆሴዕ 2:19-20
ሆሴዕ 2:19-20 ትመ15
ንዘለኣለም ንኣይ ክትኮኒ ኽሕፀየኪ እየ፤ ብፅድቅን ብፍርድን ብምሕረትን ብርህራሀን ክሓፅየኪ እየ። ብእምነት ንኣይ ክትኮኒ ኽሓፅየኪ እየ፤ ንስኺውን ንእግዚኣብሄር፥ ክትፈልጢ ኢኺ።