ኣስቴር መእተዊ
መእተዊ
መፅሓፈ ኣስቴር፥ ብዛዕባ እቲ ኣብ ቤተ መንግስቲ ንጉስ ፋርስ ዝኾነ ነገራት ይትርኽ። ኣብኡ ኣይሁዳዊት ኣስቴር፥ ብትብዓትን ብፍቕርን፥ ንህዝባ ኻብ ጥፍኣት ከመይ ገይራ ኸም ዘድሓነቶም፥ ዝገልፅ ታሪኽ ንረክብ። ብተወሳኺ መፅሓፍ ኣስቴር ብዛዕባ በዓል ፉሪም፥ ኣጀማምራኡን ትርጕሙን ይገልፀልና።
ትሕዝቶ
1. ኣስቴር ከም ዝነገሰት 1፡1-2፡23
2. ሃማ ንኣይሁድ ከጥፍእ ዝገበሮ ሻራ 3፡1-15
3. መርዶክዮስ ሓገዝ ኣስቴር ከም ዝጠየቐ 4፡1-17
4. መርዶክዮስ ከም ዝኸበረ 5፡1-6፡14
5. ሃማ ሞት ከም ዝተፈረዶ 7፡1-10
6. ኣይሁድ ንርእሶም ከም ዝተኸላኸሉን ንፀላእቶም ከም ዘጥፍኡን 8፡1-9፡19
7. ናይ ፉሪም በዓል ኣከባብራ 9፡20-32
8. ዕብየት ኣርጤክስስን መርዶክዮስን 10፡1-3
Currently Selected:
ኣስቴር መእተዊ: ትመ15
Highlight
Share
Copy

Want to have your highlights saved across all your devices? Sign up or sign in