YouVersion Logo
Search Icon

1ይ ሳሙኤል 18:7-8

1ይ ሳሙኤል 18:7-8 ትመ15

ከምዙይ ኢለን እናደረፋ ድማ ተቐበላኦ፦ “ሳኦል ሽሕ፥ ዳዊት ግና እልፊ ቐተለ።” ሳኦል ድማ የመና ተቘጥዐ፤ እዝ ዘረባ እዙይ ከዓ ተሰምዖ እሞ “ንዳዊት እልፊ ሂበናኦ፥ ንኣይ ግና ሽሕ ሂበናኒ፤ ደጊም መንግስቲ ጥራሕ እያ ተሪፋቶ ዘላ” በለ።