1
መሃልየ 3:1
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ለይቲ ኣብ ዓራተይ ኮይነ፥ ነቲ ነፍሰይ እትፈትዎ ደለኽዎ፤ ግና ኣይረኸብክዎን።
Compare
Explore መሃልየ 3:1
2
መሃልየ 3:2
ተሲአ ናብ ከተማ ክኸይድ፤ ኣብ ዕዳጋን ኣብ ኣደባባይን ክዘውር፤ ነቲ ነፍሰይ እትፈትዎ ኸዓ ኽደልዮ እየ፤ ደለኽዎ ግና ኣይረኸብክዎን።
Explore መሃልየ 3:2
Home
Bible
Plans
Videos