1
ዳዊት 33:20
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ነፍስና ንእግዚኣብሄር ተስፋ ትገብር፤ ረዳኢናን መፀግዕናን ንሱ እዩሞ።
Compare
Explore ዳዊት 33:20
2
ዳዊት 33:18-19
እንሆ ኣዒንቲ እግዚኣብሄር ናብቶም ዝፈርሕዎ እየን፤ ብምሕረቱውን ናብ ዝእመንኦ እየን። ንሱ ንነፍሶም ካብ ሞት የድሕን፤ ብዘመን ጥሜትውን ይምግቦም።
Explore ዳዊት 33:18-19
Home
Bible
Plans
Videos