1
ዳዊት 3:3
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ኦ ጐይታ፥ ንስኻ ግና መፀግዕየይ ኢኻ፤ ክብረይን ንርእሰይውን ልዕል እተብላን ንስኻ ኢኻ።
Compare
Explore ዳዊት 3:3
2
ዳዊት 3:4-5
ድምፀይ ዓው ኣቢለ ናብ እግዚኣብሄር ኣእዌኹ፤ ካብ ቅዱስ እምባኡ ኸዓ ይሰምዐኒ። ኣነ ሃረስኩ፤ ደቀስኩውን፤ እግዚኣብሄር ደጊፉኒ እዩሞ ነቓሕኹ።
Explore ዳዊት 3:4-5
3
ዳዊት 3:8
ምድሓን ናይ እግዚኣብሄር እዩ፤ በረኸትካውን ኣብ ልዕሊ ህዝብኻ እዩ።
Explore ዳዊት 3:8
4
ዳዊት 3:6
ካብቶም ዝኸቡኒ ኣእላፋት ኣህዛብ ኣይፈርሕን እየ።
Explore ዳዊት 3:6
Home
Bible
Plans
Videos