1
ዳዊት 2:8
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ለምነኒ፥ ኣነ ኸዓ ኣህዛብ ንርስትኻ፥ ወሰናት ምድሪ ድማ ንግዝኣትካ ኽህበካ እየ።
Compare
Explore ዳዊት 2:8
2
ዳዊት 2:12
ጐይታ ኸይቍጣዕሞ፥ ንስኻትኩምውን ኣብ መንገዲ ኸይትጠፍኡስ፥ ተግሳፁ ተቐበሉ፤ ቍጥዓኡ ቐልጢፉ ይነድድ እዩ እሞ፤ ኣብኡ ዝምዕቘቡ ዅሎም ብፁኣን እዮም።
Explore ዳዊት 2:12
3
ዳዊት 2:2-3
ነገስታት ምድሪ ተልዓሉ፤ ምስኣቶም ሓበሩ፤ ኣሕሉቕውን ኣብ ልዕሊ እግዚኣብሄርን ኣብ ልዕሊ መሲሑን፥ ከምዙይ ኢሎም ተማኸሩ፦ “ንመእሰሪኦም ንብተኮ፤ ንገመዳቶምውን ካባና ንደርብዮ” በሉ።
Explore ዳዊት 2:2-3
4
ዳዊት 2:10-11
ሕዚ እውን ኣቱም ነገስታት፥ ኣስተውዕሉ፤ ኣቱም ፈራዶ ምድሪ እውን ተገሰፁ። ንእግዚኣብሄር ብፍርሓት ተገዝእዎ፤ ብረዓድ ድማ ደስ ይበልኩም።
Explore ዳዊት 2:10-11
Home
Bible
Plans
Videos