1
ኢዮብ 8:5-7
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ንስኻ ግና ሕዚ ናብ እግዚኣብሄር እንተ እትግስግስ፥ ነቲ ዅሉ ዝኽእል ኣምላኽ ምሕረትውን እንተትልምኖ፥ ንፁህን ቅኑዕን እንተ ዄንካ፥ ብሓቂ ምእንታኻ ኽነቅሕ እዩ፤ ንናይ ፅድቅኻ መንበሪውን ከሳኽዐልካ እዩ። ጅማሮኻ ንእሽተይ እኳ እንተ ኾነ፥ ፍፃሜኻ እምብዛ ዝበዝሐ ክኸውን እዩ።”
Compare
Explore ኢዮብ 8:5-7
2
ኢዮብ 8:20-21
“እንሆ፥ እግዚኣብሄር ንቕኑዕ ሰብ ኣይድርብዮን እዩ፤ ንኢድ ሓጢኣተኛታትውን ኣየበርትዕን እዩ። ገና ንኣፍካ ብስሓቕ፥ ንኸናፍርካውን ብዕልልታ ኽመልኦ እዩ።
Explore ኢዮብ 8:20-21
Home
Bible
Plans
Videos