1
ኢዮብ 5:17-18
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
“እንሆ፥ እቲ እግዚኣብሄር ዝግስፆ ሰብስ ብፁእ እዩ፤ ስለዙይ ናይቲ ዅሉ ዝኽእል ኣምላኽ ተግሳፅ ኣይትንዓቕ። ንሱ ይሰብር፤ ይፅግንውን፤ የቝስል፤ ኣእዳዉ ኸዓ ይፍውሱ።
Compare
Explore ኢዮብ 5:17-18
2
ኢዮብ 5:8-9
“ኣነ ግና ንእግዚኣብሄር ምለመንኩ፤ ነገረይውን ናብ እግዚኣብሄር መቕረብኩ። ንሱ ዘይምርመር ዓብዪ ነገርን፥ ዘይቝፀር ተኣምራትን ይገብር።
Explore ኢዮብ 5:8-9
3
ኢዮብ 5:19
ካብ ሽዱሽተ ኽፉእ ነገር ከድሕነካ እዩ፤ ኣብ መበል ሻውዓይ ግና ኽፉእ ኣይነኽአካን እዩ።
Explore ኢዮብ 5:19
Home
Bible
Plans
Videos