1
ኢዮብ 4:4-6
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ቃልካ ነቶም ሰንከልከል ዝብሉ ይድግፎም ነበረ፤ ንስኻውን ረይረይ ንዝብሉ ኣብራኽ ተፅንዕ ነበርካ። ሕዚ ግና ኣብ ልዕሌኻ መፀ፤ ንስኻውን ደኸምካ፤ ኣባኻ በፅሐ፤ ንስኻውን ተሸገርካ። ንእግዚኣብሄር ምፍራሕኻ፥ ምፅንናዕካ፥ መንገዲ ቕንዕናኻውን ተስፋኻዶ ኣይኮነን?”
Compare
Explore ኢዮብ 4:4-6
Home
Bible
Plans
Videos