1
ኢዮብ 34:21
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ኣዒንቱ ኣብ መንገዲ ሰብ እየንሞ፥ ንዅሉ ስጕምቶም ይሪኦ እዩ።
Compare
Explore ኢዮብ 34:21
2
ኢዮብ 34:32
ንዘይሪኦ ነገር ንስኻ መሃረኒ፤ በዲለ እንተ ኾይነውን መሊሰ ኣይብድልን ዝብሎ መን እዩ?
Explore ኢዮብ 34:32
3
ኢዮብ 34:10-11
ስለዙይ ኣቱም ሰብ ኣእምሮ፥ እስኪ ስምዑኒ፤ ክፍኣት ክገብርስ፥ ካብ እግዚኣብሄር፥ በደልውን ክሰርሕስ ካብቲ ዅሉ ዝኽእል ኣምላኽ ይርሓቕ። ንሰብ ከከም ግብሩ ይፈድዮ፤ ንነፍሲ ወከፍ ከከም ኣካይዳኡ ገይሩ ዓስቢ ይህቦ።
Explore ኢዮብ 34:10-11
Home
Bible
Plans
Videos