1
ኢዮብ 33:14
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ሰብ ደኣ ኣየቕልበሉን እዩ እምበር፥ እግዚኣብሄርስ ብሓደ መንገዲ ወይ ብኻልእ ይዛረብ እዩ።
Compare
Explore ኢዮብ 33:14
2
ኢዮብ 33:15-18
ሰብ ከቢድ ድቃስ ምስ ወደቖ፥ ኣብ ዓራቱውን ምስ ደቀሰ፥ ኣምላኽ ብሕልምን ብናይ ለይቲ ራእይን ይዛረቦ። ንሰብ ይግስፆ፤ ንሱ ኸዓ ንእዝኒ ሰብ ይኸፍቶ፤ ብተግሳፁውን የደንግፆ። ንሰብ ሓጢኣት ካብ ምግባር ምእንቲ ኽመልሶ፥ ካብ ትዕቢትውን ክስውሮ፥ ንነፍሱ ኻብ ጕድጓድ፥ ብሰይፊ እውን ንኸይጠፍእ ንህይወቱ ይሕሉ።
Explore ኢዮብ 33:15-18
Home
Bible
Plans
Videos