1
ኢዮብ 11:18
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ተስፋ ስለ ዘለካውን ተኣማሚንካ ኽትነብር ኢኻ፤ ኣብ ዙርያኻ ተማዕዱ፥ ብህድኣትውን ክትዓርፍ ኢኻ።
Compare
Explore ኢዮብ 11:18
2
ኢዮብ 11:13-15
“ኢዮብ፥ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ልብኻ ኣቕንዕ፤ ኣእዳውካውን ናብኡ ዘርግሕ፤ ኣብ ኢድካ ዓመፃ እንተ ሃልዩ፥ ኣርሕቆ፤ ኣብ ቤትካውን ግፍዒ ኣይተንብር። ሽዑ ብሓቂ ብዘይ ሕፍረት ገፅካ ኽተቕንዕ ኢኻ፤ ፅኑዕ ትኸውን እምበር ኣይትፈርሕን ኢኻ።
Explore ኢዮብ 11:13-15
3
ኢዮብ 11:16-17
ሽዑ ንመከራኻ ኽትርስዖ ኢኻ፤ ከም ዝሓለፈ ውሕጅ ክትሓስቦ ኢኻ። ህይወትካ ኻብ ቀትሪ በሊፃ ኽትበርህ እያ፤ ፀልማት እኳ እንተ ኾነ፥ ከም ጊሓት ይኸውን።
Explore ኢዮብ 11:16-17
Home
Bible
Plans
Videos