1
ኤርሚያስ 28:9
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
እቲ ሰላም ዝንበ ነቢይ፥ እግዚኣብሄር ከም ዝለኣኾ ዝፍለጥ ግና፥ ቃል ትንቢቱ ምስ ተፈፀመ ጥራሕ እዩ።”
Compare
Explore ኤርሚያስ 28:9
2
ኤርሚያስ 28:15-16
ሽዑ ነቢይ ኤርሚያስ ንነቢይ ሃናንያ “ኦ ሃናንያ፥ ስማዕ፤ እግዚኣብሄር ኣይለኣኸካን፤ ንስኻ ግና እዝ ህዝቢ እዙይ ኣብ ሓሰት ክእመን ጌርካ ኢኻ። ስለዙይ እግዚኣብሄር ከምዙይ ይብል ኣሎ፦ ‘እንሆ፥ ካብ ገፅ ምድሪ ኸርሕቐካ እየ፤ ኣብ ልዕለይ ክሕደት ተዛሪብካ ኢኻ እሞ፥ ኣብዛ ዓመት እዚኣ ኽትመውት ኢኻ’ ይብለካ ኣሎ” ኢሉ ነገሮ።
Explore ኤርሚያስ 28:15-16
3
ኤርሚያስ 28:17
ነቢይ ሃናንያ ኣብ ሻውዐይቲ ወርሒ ናይታ ዓመት እቲኣ ሞተ።
Explore ኤርሚያስ 28:17
Home
Bible
Plans
Videos