1
2ይ ሳሙኤል 18:33
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ሽዑ ንጉስ የመና ሕንቕንቕ በለ። ኣብ ልዕሊ እቲ ኣፍ ደገ ዘሎ ደርቢ ደዪቡ ድማ በኸየ። “ወደይ ኣቤሴሎም! ወደይ! ወደይ ኣቤሴሎም! ክንዳኻ ሞይተ እንተ ዝኸውን መን ምሃበኒ? ወደይ ኣቤሴሎም! ወደይ!” ኢሉ በኸየሉ።
Compare
Explore 2ይ ሳሙኤል 18:33
2
2ይ ሳሙኤል 18:9-10
ኣቤሴሎም ድማ ብድንገት ንኣገልገልቲ ዳዊት ተራኸቦም። ኣብ በቕሊ ኸዓ ተቐሚጡ ነበረ። እታ በቕሊ ድማ ኣብ ትሕቲ ብዙሕ ጨንፈር ዘለዎ ዓብዪ ኦም ኣተወት፤ ርእሱ ኸዓ በቲ ጨንፈር ኦም ተትሓዘ እሞ ኣብ መንጎ ሰማይን ምድርን ጠልጠል ኢሉ ተረፈ፤ እታ ተቐሚጥዋ ዝነበረት በቕሊ ድማ ሓለፈት። እዙይ ዝረአየ ሰብኣይ ድማ ንኢዮኣብ “ኣቤሴሎም ኣብ ሓደ ጨንፈር ኦም ተንጠልጢሉ ሪአዮ” ኢሉ ነገሮ።
Explore 2ይ ሳሙኤል 18:9-10
Home
Bible
Plans
Videos