1
2ይ ነገስት 22:19
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ኢየሩሳሌምን እቶም ኣብኣ ዝነብሩን ንመደነቕን ንመራገምን ክኾኑ እዮም፤ ኢለ ዝተዛረብክዎ ምስ ሰማዕኻ ብልብኻ ስለ ዝተነሳህካ፥ ኣብ ቅድመይ ድማ ርእስኻ ስለ ዘዋረድካ፥ ክዳንካ ቐዲድካ ኸዓ ኣብ ቅድመይ ስለ ዝበኸኻ ሰሚዐካ ኣለኹ።
Compare
Explore 2ይ ነገስት 22:19
2
2ይ ነገስት 22:20
ስለዙይ ንስኻ ኽትመውት ኢኻ፤ ብሰላምውን ክትቅበር ኢኻ፤ ነቲ ኣነ ናብ ኢየሩሳሌም ዘምፅኦ ዅሉ መከራ ድማ በዒንትኻ ኣይትሪኦን ኢኻ።” ንሳቶም ድማ ነቲ ነገር ንንጉስ ኢዮስያስ ነገርዎ።
Explore 2ይ ነገስት 22:20
Home
Bible
Plans
Videos