1
1ይ ሳሙኤል 5:3-4
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ሰብ ኣዛጦን ድማ ንፅባሒቱ ኣንጊሆም ምስ ተስኡ፥ ዳጎን ኣብ ቅድሚ ታቦት እግዚኣብሄር ብግምባሩ ናብ ምድሪ ተደፊኡ ረኸብዎ። ኣልዒሎም ከዓ ናብ ስፍራኡ መለስዎ። ንፅባሒቱ ኣንጊሆም ምስ ተስኡ ድማ፥ ዳጎን ኣብ ቅድሚ ታቦት እግዚኣብሄር ብግምባሩ ናብ ምድሪ ተደፊኡ ረኸብዎ፤ ርእሲ ዳጎንን ክልቲአን ግናዕ ኣእዳዉን ከዓ ተቘሪፀን ኣብ ድርኵዂት ወዲቐን ነበራ፤ እቲ ማእኸላይ ኣካሉ ጥራሕ ተሪፉ ነበረ።
Compare
Explore 1ይ ሳሙኤል 5:3-4
Home
Bible
Plans
Videos