1
1ይ ነገስት 14:8
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
መንግስቲ ድማ ኻብ ቤት ዳዊት መቒለ ሃብኩኻ። ንስኻ ግና፥ ከምቲ ትእዛዛተይ ዝሓለወ፥ ኣብ ቅድመይ ከዓ ዅሉ ቕኑዕ ዝኾነ ጥራሕ ከም ዝገበረ፥ ብምሉእ ልቡውን ከም ዝተኸተለኒ፥ ከም ባርያይ ዳዊት ኣይኮንካን።
Compare
Explore 1ይ ነገስት 14:8
2
1ይ ነገስት 14:9
ካብቶም ቅድሜኻ ዝነገሱ፥ ክፉእ ብምግባር ዝገደድካ ንስኻ ኢኻ፤ ክተቘጥዐኒ ድማ ኻልኦት ኣማልኽትን ዝፈሰሰ ምስልታትን ገበርካ፤ ንኣይ ግና ንድሕሪት ደርበኻኒ።
Explore 1ይ ነገስት 14:9
Home
Bible
Plans
Videos