YouVersion Logo
Search Icon

1ይ ነገስት 14:8

1ይ ነገስት 14:8 ትመ15

መንግስቲ ድማ ኻብ ቤት ዳዊት መቒለ ሃብኩኻ። ንስኻ ግና፥ ከምቲ ትእዛዛተይ ዝሓለወ፥ ኣብ ቅድመይ ከዓ ዅሉ ቕኑዕ ዝኾነ ጥራሕ ከም ዝገበረ፥ ብምሉእ ልቡውን ከም ዝተኸተለኒ፥ ከም ባርያይ ዳዊት ኣይኮንካን።