1
ግብሪ ሃዋርያት 27:25
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ሕዚ እውን ኣቱም ሰባት ኣይዞኹም፤ ኣነ ኸዓ ኸምቲ ንሱ ዝነገረኒ ኸም ዝኸውን፥ ንእግዚኣብሄር እኣምኖ እየ።
เปรียบเทียบ
สำรวจ ግብሪ ሃዋርያት 27:25
2
ግብሪ ሃዋርያት 27:23-24
በዛ ለይቲ እዚኣ፥ እቲ ኣነ ናቱ ዝኾንኩን ዘገልግሎን እግዚኣብሄር፥ ዝለኣኾ መልኣኽ፥ ኣብ ቅድመይ ቆይሙ፥ ‘ጳውሎስ ኣብ ቅድሚ ቄሳር፥ ደው ክትብል ኢኻ፤ እንሆ ነቶም ምሳኻ ዝጐዓዙ ዅላቶምውን፥ እግዚኣብሄር ሂቡካ ኣሎ እሞ፥ ኣይትፍራሕ’ በለኒ።
สำรวจ ግብሪ ሃዋርያት 27:23-24
3
ግብሪ ሃዋርያት 27:22
ሕዚ ድማ ብዘይ እታ መርከብ፥ ካባና ሓደኳ ኣይጕዳእን እዩ እሞ፥ ኣይትፍርሑ እብለኩም ኣለኹ።
สำรวจ ግብሪ ሃዋርያት 27:22
หน้าหลัก
พระคัมภีร์
แผนการอ่าน
วิดีโอ