1
ግብሪ ሃዋርያት 28:31
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
እንተይተኸልከለ ኸዓ፥ መንግስቲ እግዚኣብሄር ብብዙሕ ትብዓት ይሰብኽ፥ ብዛዕባ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስውን፥ ይምህር ነበረ።
Cymharu
Archwiliwch ግብሪ ሃዋርያት 28:31
2
ግብሪ ሃዋርያት 28:5
ጳውሎስ ግና ነታ ኣፍዑት፥ ናብቲ ሓዊ ነፀጋ፤ ሓደኳ ጕድኣት ኣይረኸቦን።
Archwiliwch ግብሪ ሃዋርያት 28:5
3
ግብሪ ሃዋርያት 28:26-27
‘ናብዝ ህዝቢ እዙይ ኺድ እሞ፥ ምስማዕ ክትሰምዑ ኢኹም፤ ግና ኣይተስተውዕሉን፤ ምርኣይ ክትሪኡ ኢኹም፤ ግና ኣይትርድኡን፥ ኢልካ ንገሮም። በእዛኖም ከይሰምዑ ኣእዛኖም ኣፅመሙ፤ በዒንቶም ከይሪኡ ኣዒንቶም ኣዐመቱ፤ ብልቦም ከየስተውዕሉ እሞ ኸይምለሱ፥ ኣነውን ከየሕውዮምስ፥ ልቢ እዝ ህዝቢ እዙይ ድንዙዝ እዩ።’
Archwiliwch ግብሪ ሃዋርያት 28:26-27
Gartref
Beibl
Cynlluniau
Fideos