1
ግብሪ ሃዋርያት 27:25
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ሕዚ እውን ኣቱም ሰባት ኣይዞኹም፤ ኣነ ኸዓ ኸምቲ ንሱ ዝነገረኒ ኸም ዝኸውን፥ ንእግዚኣብሄር እኣምኖ እየ።
Cymharu
Archwiliwch ግብሪ ሃዋርያት 27:25
2
ግብሪ ሃዋርያት 27:23-24
በዛ ለይቲ እዚኣ፥ እቲ ኣነ ናቱ ዝኾንኩን ዘገልግሎን እግዚኣብሄር፥ ዝለኣኾ መልኣኽ፥ ኣብ ቅድመይ ቆይሙ፥ ‘ጳውሎስ ኣብ ቅድሚ ቄሳር፥ ደው ክትብል ኢኻ፤ እንሆ ነቶም ምሳኻ ዝጐዓዙ ዅላቶምውን፥ እግዚኣብሄር ሂቡካ ኣሎ እሞ፥ ኣይትፍራሕ’ በለኒ።
Archwiliwch ግብሪ ሃዋርያት 27:23-24
3
ግብሪ ሃዋርያት 27:22
ሕዚ ድማ ብዘይ እታ መርከብ፥ ካባና ሓደኳ ኣይጕዳእን እዩ እሞ፥ ኣይትፍርሑ እብለኩም ኣለኹ።
Archwiliwch ግብሪ ሃዋርያት 27:22
Gartref
Beibl
Cynlluniau
Fideos