ሮሜ 1:22-23
ሮሜ 1:22-23 ትመ15
ለባማት ኢና እኳ እንተ በሉ፥ ዓሻታት ኮኑ። ንኽብሪ እቲ ዘይመውት ኣምላኽ፥ ናብ ምስሊ መዋቲ ሰብን፥ ኣዕዋፍን፥ ኣርባዕተ መሓውር ዘለዎም እንስሳን፥ ናብ ለመም ዝብሉን ለወጥዎ።