ዳዊት 23
23
ናይ ዳዊት መዝሙር።
1እግዚኣብሄር ጓሳይየይ እዩ፤
ዘስእነኒውን የለን።
2 #
ራእይ 7፡17። ኣብ ዝለምለመ ሰውሒ የሕድረኒ፤
ናብ ማይ ዕረፍቲ ይመርሐኒ።
3ንነፍሰይ መለሳ፤
ስለ ስሙውን ብመንገዲ ፅድቂ መርሐኒ።
4ብማእኸል ፅላሎት ሞት እኳ እንተ ኸድኩ፥
ንስኻ ምሳይ ኢኻሞ ነቲ ኽፉእ ኣይፈርሕን እየ፤
በትርኻን ምርኩስካን ንሳተን የፀናንዓኒ እየን።
5ኣብ ቅድመይ ማእዲ ኣዳለኻለይ፤
ኣብ ቅድሚ ፀላእተይ ንርእሰይ ብዘይቲ ቐባእኻ፤
ፅዋዐይ መሊኡ ይፈስስ ኣሎ።
6ሕያዋይነትካን ምሕረትካን፥
ብዅሉ ዘመን ህይወተይ ክኽተሉኒ እዮም፤
ኣብ ቤት እግዚኣብሄርውን ንዘለኣለም ክነብር እየ።
Currently Selected:
ዳዊት 23: ትመ15
Highlight
Share
Copy
Want to have your highlights saved across all your devices? Sign up or sign in
ዳዊት 23
23
ናይ ዳዊት መዝሙር።
1እግዚኣብሄር ጓሳይየይ እዩ፤
ዘስእነኒውን የለን።
2 #
ራእይ 7፡17። ኣብ ዝለምለመ ሰውሒ የሕድረኒ፤
ናብ ማይ ዕረፍቲ ይመርሐኒ።
3ንነፍሰይ መለሳ፤
ስለ ስሙውን ብመንገዲ ፅድቂ መርሐኒ።
4ብማእኸል ፅላሎት ሞት እኳ እንተ ኸድኩ፥
ንስኻ ምሳይ ኢኻሞ ነቲ ኽፉእ ኣይፈርሕን እየ፤
በትርኻን ምርኩስካን ንሳተን የፀናንዓኒ እየን።
5ኣብ ቅድመይ ማእዲ ኣዳለኻለይ፤
ኣብ ቅድሚ ፀላእተይ ንርእሰይ ብዘይቲ ቐባእኻ፤
ፅዋዐይ መሊኡ ይፈስስ ኣሎ።
6ሕያዋይነትካን ምሕረትካን፥
ብዅሉ ዘመን ህይወተይ ክኽተሉኒ እዮም፤
ኣብ ቤት እግዚኣብሄርውን ንዘለኣለም ክነብር እየ።
Currently Selected:
:
Highlight
Share
Copy
Want to have your highlights saved across all your devices? Sign up or sign in