YouVersion Logo
Search Icon

ዳዊት 15:1-2

ዳዊት 15:1-2 ትመ15

ኦ ጐይታ፥ ኣብ ድንኳንካ ዝሓድር መን እዩ? ኣብቲ ቅዱስ እምባኻ ዝነብርከ መን እዩ? እቲ ብቕንዕና ዝመላለስ፥ ፅድቂ ዝገብር፥ ብልቡውን ሓቂ ዝዛረብ፥

Related Videos