ዳዊት 13
13
ንሊቀ መዘምራን ናይ ዳዊት መዝሙር
1ኦ ጐይታ፥ ክሳዕ መኣዝ ኢኻ ፈፂምካ እትርስዐኒ?
ክሳዕ መኣዝከ ኢኻ ኻባይ ገፅካ እትኽውል?
2ክሳዕ መኣዝ እየኸ ብነፍሰይ ዝጭነቕ?
ክሳዕ መኣዝከ እየ ዅልሻዕ ዝሓዝን?
ፀላእተይከ ኽሳዕ መኣዝ እዮም ኣብ ልዕለይ ዝዕበዩ?
3ፀላእተይ ስዒርናዮ ኸይብሉ፥
ኦ ኣምላኸይ፥ ተመልከተኒ ስምዐኒውን፤
4እቶም ዘጨንቑኒውን ብምንዋፀይ ደስ ከይብሎም፥
ናይ ሞት ድቃስ ከይድቅስ ነዒንተይ ኣብርሃየን።
5ኣነ ግና ብምሕረትካ እውከል ኣለኹ፤
ልበይውን ብምድሓንካ ይሕጐስ።
6ንዝረድአኒ እግዚኣብሄር፥ አመስግን ኣለኹ፤
ንስም ልዑል እግዚኣብሄርውን እዝምር ኣለኹ።
Currently Selected:
ዳዊት 13: ትመ15
Highlight
Share
Copy
Want to have your highlights saved across all your devices? Sign up or sign in
ዳዊት 13
13
ንሊቀ መዘምራን ናይ ዳዊት መዝሙር
1ኦ ጐይታ፥ ክሳዕ መኣዝ ኢኻ ፈፂምካ እትርስዐኒ?
ክሳዕ መኣዝከ ኢኻ ኻባይ ገፅካ እትኽውል?
2ክሳዕ መኣዝ እየኸ ብነፍሰይ ዝጭነቕ?
ክሳዕ መኣዝከ እየ ዅልሻዕ ዝሓዝን?
ፀላእተይከ ኽሳዕ መኣዝ እዮም ኣብ ልዕለይ ዝዕበዩ?
3ፀላእተይ ስዒርናዮ ኸይብሉ፥
ኦ ኣምላኸይ፥ ተመልከተኒ ስምዐኒውን፤
4እቶም ዘጨንቑኒውን ብምንዋፀይ ደስ ከይብሎም፥
ናይ ሞት ድቃስ ከይድቅስ ነዒንተይ ኣብርሃየን።
5ኣነ ግና ብምሕረትካ እውከል ኣለኹ፤
ልበይውን ብምድሓንካ ይሕጐስ።
6ንዝረድአኒ እግዚኣብሄር፥ አመስግን ኣለኹ፤
ንስም ልዑል እግዚኣብሄርውን እዝምር ኣለኹ።
Currently Selected:
:
Highlight
Share
Copy
Want to have your highlights saved across all your devices? Sign up or sign in