ኢዮብ 24:22-24
ኢዮብ 24:22-24 ትመ15
ግና ንሱ ንሓያል ብሓይሉ ይስሕቦ፤ ንሱ እንትለዓል ሰብ ብህይወቱ ኣይእመንን። እግዚኣብሄር ብሰላም ኣንቢርዎም እዩ፤ ብእኡውን ይእመኑ፤ ኣዒንቱ ግና ኣብ ልዕሊ መንገዶም እዩ። ንቝሩብ ጊዜ ልዕል ልዕል ይብሉ፤ ይኸዱ ይፅምልዉውን፤ ከምቶም ካልኦት ይእከቡ፤ ከም ርእሲ ሸዊትውን ይቝረፁ።